ሰለስተ ኣባላት ተናሓናሕቲ ውድባት መዓርግ ሚኒስትርነት ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሰለስተ ኣባላት ተናሓናሕቲ ውድባት መዓርግ ሚኒስትርነት ተዋሂቡዎም።

ብመሰረት እዚ፦

  1. ዶክተር ብርሃኑ ነጋ (ኢዜማ) ሚኒስቴር ትምህርቲ
  2. ኣይተ በለጠ ሞላ (ኣብን) ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን
  3. ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ (ኦነግ) ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኮይኖም ተሾይሞም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

Comments (0)
Add Comment