“ሮሴቲ” ኩባኒያ ሩሲያ ኣብ ፍሪያት ኣቕርቦት ናውቲ ሓይሊ ኢትዮጵያ ክሰርሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015( ኤፍ ቢ ሲ) “ሮሴቲ” ዝተብሃለ ኩባኒያ ኣፍራዪ ገመድ ኤሌክትሪክን ትራንስፎርመርን ሩሲያ ኣብ ፍሪያት ኣቕርቦት ናውቲ ሓይሊ ኢትዮጵያ ክሰርሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ።

እቲ ኩባኒያ ኣብቲ ዓውዲ ምስ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ብሓባር ምስራሕ ከምዝደሊ ኢዩ ገሊፁ።

ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ሃብታሙ ኢተፋ፥ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ጉጅለ ልኡኽ እቲ ኩባኒያ ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም።

ኢትዮጵያ ንማሕበረሰብ ይሊ ኤሌክትሪክ ንምብፃሕ እትገብሮ ምርብራብ ብምሕጋዝ እቲ ባኒያ ልዑል ግደ ከምዝህልዎ ሓቢሮም።

ስለዝኾነ ነቲ ዘርኣዮ ድልየት ምንኣዶም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment