ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርዕሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዶክተር ኣነተር ዊበር ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ብዛዕባ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳያት ኣመልኪቶም ገለፃ ገይሮምሎም።
ብምንይችል ኣዘዘው
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com