ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ናብ ሰመራ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ክልል ዓፋር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ተጎዳእቲ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ንምርኣይን መሊስካ ንምጥያሽን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሓገዝ ንምግባር ናብ ሰመራ ኣቲዩ።

ምስቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሃረሪ ኣይተ ኣብዱጀባር መሓመድን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ተኻቲቶም።

እቲ ልኡኽ ኣብ ሰመራ መዕርፎ ነፈርቲ ሱልጣን ኣሊ ሚራህ ሃንፍሬ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክል ኣቀባብላ ገይሮምሉ።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment