ርእሰ ምምሕዳር ክልላት ሓዱሽ መንግስቲ ዘጣይሻሉ ዕለት ዕላዊ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልላት ሓዱሽ መንግስቲ ዘጣይሻሉ ዕለት ዕላዊ ገይረን።

ብመሰረት እዚ ክልል ደቡብ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ሲዳማን ጋምቤላን ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ሓዱሽ መንግስተን ከምዘጣይሻ ተፈሊፁ፡፡

ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲ ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ 19 መስከረም፣ ክልላት ጋምቤላ፣ ኣምሓራን ሲዳማን ድማ 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ከምዝኸውን ኣፍሊጠን፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ 21 መስከረም 2014 ሓዱሽ መንግስቲ ከምዘጣይሽ እቲ ምምሕዳር ኣፍሊጡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment