ሩሲያ እቲ ስምምዕነት ሰላም ንሰላምን ምዕባለን ኢትዮጵያ መሰረት ዘንብር ኢዩ ኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ መንጎ መንግስቲን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ንሰላምን ምዕባለን ኢትዮጵያ መሰረት ዘንብር ኢዩ ኢላ።

ኤምባሲ ሩሲያ፥ እቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ንኢዱ።

እቲ ስምምዕነት ንዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ ነምፅጋን ዘኽእል ከምዝኾነ ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment