ሩሲያ ኣብ ድርድር ሰላም ዩክሬን ተስፋ ኣይትቆርፅን – ፕሬዚዳንት ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ድርድር ሰላም ዩክሬን ተስፋ ኣይትቆርፅን ክብሉ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣኼባ ሃገራት ጉጅለ 20 ብቪዲዮ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሩሲያ ምስ ዩክሬን ዝተገበሩ ድርድራት ሰላም እንትትቅበል ዩክሬን ብኣንፃሩ ድርድር ንዘይምግባር ማዕፆኣ ከምዝሎኸከት ኣረዲኦም።

እቲ ኲናት ንክልቲአን ሃገራት ዘሕዝን ኣጋጣሚ ከምዝፈጠረ ብምግላፅ፥ እዚ ከመይ ደው ምባል ከምዝከኣል ክንሓስብ ኣለና ኢሎም ክብል ኣርቲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment