ረቂቕ ኣዋጅ መራኸብቲ ሓፋሽ ብኣንፃራዊነት ዝረአ ናፅነት ሚዲያ ብዘሸ መልክዑ ዘጠናኽር ማዕቐፍ ሕጊ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቂቕ ኣዋጅ መራኸብቲ ሓፋሽ ብኣንፃራዊነት ዝረአ ናፅነት ሚዲያ ብዘሸ መልክዑ ዘጠናኽር ማዕቐፍ ሕጊ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ዴሞክራሲያዊ ጉዳያት ሕጊን ፍትሒን፥ ኣብቲ ረቂቕ ኣዋጅ ዝለዓሉ ሕቶታት ኣድሂቡ መድረኽ መረድኢ ኣዳሊዩ።

ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴሪኢ ዶክተር ጢሞቴዎስ፥ እቲ ረቂቕ ኣዋጅ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ብሓዱሽ መልክዑ ናፃን ዘይሻራዊን ገይሩ ዘጣይሽ      ሰፊሕ ስልጠናን ተግባርን ዝህብ ኢዩ ኢሎም።

ብሃይለየሱስ ስዩም

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment