ሞሪታኒያ ኣቦ መንበርነት ሕብረት ኣፍሪካ 2024 ካብ ኮሞሮስ ተቐቢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሞሪታንያ  ሞሃመድ ኦልድ ጋውዛኒ ኣቦ መንበርነት ሕብረት ኣፍሪካ 2024 ብምዃን ተመሪፆም።

መራሕቲ 49 ሃገራትን ተወከልቲን ዝተሳተፍሉ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ።

ትምህርቲ መሰረት ኩሎም ምዕባለታት ከምዝኾነ ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ዝገለፁ ፕሬዚዳንት ሙሃመድ ኡልድ ጋዙዋኒ፥ ዝተምሃረ ሓይሊ ፈተንቲ ፀገማት ኣፍሪካ ምቕራፍ የኽእለና ኢዩ ኢሎም።

ስለዝኾነ ዘሎ ሃፍቲ ነዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ትምህርቲን ተመሳሰልቲ ተግባራትን ምውዓል የግባእ ኢሎም።

ብኣሸናፊ ሽብሩን ሳሙኤል ወርቃየሁን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment