ም/ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ከይዲ ኣወሃህባ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ የአዲስ አበባ ወይዘሮ አዳነች ኣቤቤ ከይዲ ኣወሃህባ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ተዓዚበን።

ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 41 መፈተኒ ጣቢያታት ይወሃብ ኣሎ።

እተን ምክትል ከንቲባ እውን ኣብ ካልኣይ ብርኪ ፍሉይ ሓዳሪ ኣዋልድ ቤት ትምህርቲ እቴጌ መነን ተረኺበን ፈተና መሰናድኦ ፈተና እናወሰዳ ተምሃሮ ኣበረታቲዐን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment