ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከተማ ባሕርዳር ከተማ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምት፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከተማ ባሕርዳር ከተማ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣሳሊጦም።

እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ኣብታ ከተማ ዝተሃነፁ መሀደሲታትን ገዚፍ ድልድል ኣባይን ዑደት ገይርና ኢሎም።

እቶም ስራሕቲ ልምዓት ኣዝዮም ውቁባትን ሰሓብቲን ከምዝኾኑ ገሊፆም።

ንህዝቢ፣ ካብ ቀረባን ርሑቕን ንዝመፅኡ በፃሕቲ መዕረፍቲን መሀደስቲን ዝኾኑ ከተማታት ንምህናፅ ንሰርሕ ኣለና ምዃና መርኣያ ኣሰርና ኢዮም ክብሉ አወን ተዛሪቦም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment