ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ምምሕዳር ድሬዳዋ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ምምሕዳር ድሬዳዋ ዑደት ገይሮም።

ኣብቲ ዑደት፥ መሰረተ ልምዓት መገዲ ሓዊሱ ስራሕቲ “ሌማት ትሩፋት”ን ናፃ ዞባዊ ንግዲ ድራዳዋ ዘለዎ ዓቕምን ምንቅስቓስን ርእዮም።

እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ግብርና ከተማን ሌማት ትሩፋትን እኹል ናይ ፃባ፣ እንቁላሊሕን መዓርን ውፅኢታት ብምፍራይ ፀገም ድኽዳኸ ንምቕራፍ ዘኽእለን ዕዳጋ ዘረጋግዑስ ስራሕቲን ተዓዚብና ኢሎም።

ብፍሬህይወት ሰፊው

Comments (0)
Add Comment