ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ፀገማት ኢንቨስትመንት ህፁፅ መፍትሒ ክወሃቦም ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም።
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኢንቨስተራት ወፃኢ ዘጋጥምዎም ፀገማት ንምፍታሕ ዝተጣየሸ ሃገራዊ ዝተዋደደ ስሩዕ ኣኼባ ተኻይዱ።
ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኣይተ ደመቀ መኮነን ፀገማት ኢንቨስትመንት ህፁፅ መፍትሒ ክወሃቦም ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም።
ብሓፈሻ ኣብቲ ዓውዲ ዝረኣዩ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ስርዓት ተሓታትነት ክሳብ ታሕቲ ብምውራድ ክትትል ምግባር የድሊ ኢሎም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።