ምጥያሽን መኽፈቲን ጉባኤ መበል ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፅባሕ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) ምጥያሽን መኽፈቲን ጉባኤ መበል ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ ፅባሕ 24 መስከረም 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ።

ኣብቲ መኽፈቲ ጉባኤ  ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ፥ መኽፈቲ መደረ ከስምዓ ኢየን።

ከይዲ እቲ ጉባኤ እውን ብቐጥታ ፈነወ ክመሓላለፍ ኢዩ።

ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራትን ሓለፍቲ ዓለም ለኻዊ ትካላትን፣ ኣቦታት ሃይማኖትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን ክርከቡ ኢዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment