ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ላዕለለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ኣብ ጄኔቫ ምድላው ድርድር ንግዲ ዓለም ይርከቡ፡፡
ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ተካይዶ 5ይ ኣኼባ ጉጅለ ስራሕ ዕዉት ንምግባር ምስ ተደራደርቲ ንግዲ ኣሜሪካ፣ እንግሊዝ፣ ካናዳ፣ ኒውዚላንድን ሕህብረት ኣውሮፓን ዕዉት ዘተ ተገይሩ፡፡
ከምዚ ዝበሉ ዘተታት ኢትዮጵያ ናብ ትካል ንግዲ ዓለም ንምፅምባር ትገብሮ ድርድር ዘቀላጥፍ ኢዩ ዝብል እምነት ከምዘሎ ካብ ኮሚሽን ጉምሩኽ ዝረኸብና ሓሬታ የረድእ፡፡