ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምደባ ዩንቨረስቲ ተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ዕላዊ ገይሩ።
ብመሰረት እዚ እቶም ተምሃሮ ዝተመደብሉ ዩንቨርስቲ ንምርኣይ፥ ብድህረገፅ፡-https://result.ethernet.edu.et ፣ SMS፡- 9444 ከምኡውን ቴሌግራም፡- @moestudentbot ምጥቃም ከመዝኽእሉ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እቶም ተምሃሮ መስ ምደባ ብዝዛመድ ንዘለዎም ዝኾነ ይኹን ሕቶ ብድረገፅ https://complaint.ethernet.edu.et ብምርኣይ ሕቶታቶም ምቕራብ ከምዝኽአሉ ተገሊፁ።
ዩንቨርስቲታት ክሳብ 24 ሚያዚያ 2014 ዓ.ም ግቡእ ምድላው ብምግባር መርሃ ገብሪ ምቕባል ሓደሽቲ ተምሃሮ ቀዳማይ ዓመት ዘፍልጡ እንትኾኑ፥ ተምሃሮ ኣድላዪ ምድላው ንክገብሩ እቲ ሚኒስቴር ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።