ምደባ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ዩኒቨርሲቲ መእተዊ ነጥቢ ዘምፅኡ ተምሃሮ ምደባ ዩኒቨርሲቲ ዕላዊ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡

ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2014 ዓ.ም ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ወሲዶም 50 ሚኢታዊን ልዕሊኡን ዘምፅኡን ተምሃሮ÷ንሚኒስቴር ትምህርቲ ተፀዋዕቲ ኣብ ዝኾኑ ናይ መንግስቲ ዩኒቨርስቲታት ወፃኢ ብምትሕግጋዝ (ስኮላርሺፕ) ትምህርቶም ንምክትታል ዘመልከቱ ተምሃሮ ምደባ ስሩዕ ቅድመ ምረቓ ዩኒቨርሲቲ ዕላዊ ተገይሩ፡፡

ብምዃኑ÷ ተምሃሮ ቀፂሎም ኣብ ዝተዘርዘሩ ኣማራፂታት ክሪኡ ከምዝኽእሉ እቲ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ፡፡

Website: https://placement.ethernet.edu.et

SMS: 9444

Telegram bot: @moestudentbot

ብኻሊእ መዳይ ፕሮግራም መቑረፂ ነጥቢ Remedial ፅባሕ ዕላዊ ከምዝግ ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment