ምዝዛም ህንፀት ግድብ ህዳሰ ምርግጋፅ ሉኣላውነት ኢትዮጵያ እውን ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓስራይ ዓመት ገድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዘተሓባብሮ ድርድር እቲ ግድብ ዝተሳተፉ፣ ካብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዝተውፃእፅኡ ምሁራን፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዝተረኸብሉ ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ሲምፖዚየም ሓፈሻዊ በርኪ ህንፀት እቲ ግድብ 79 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኢንጂነር ዶክተር ስለሺ በቀለ ተዛሪቦም።

ኣብ ቀፃሊ ክራማት ካልኣይ ዙር ንምምላእ ዝተትሓዘ ትልሚ ብምንም መገዲ ከምዘይናዋሕ እወን ሓቢሮም።

ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፥ ምዝዛም ህንፀት ግድብ ህዳሰ ምርግጋፅ ሉኣላውነት ኢትዮጵያ እውን ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment