ምዕራባውያንን መራኸብቲ ሓፋሾምን ብዛዕባ መበገሲ እቲ ኲናት ኣፍልጦ ክህቡ ኣይደልዩን – ኢ/ር ግደይ ዘርኣፅዮን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባውያንን ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽን ንሽርሒን ንናይሕሶት ፕሮፓጋንዳ ደው ብምባሎም ብዛዕባ መበገሲ ምኽንያ እቲ ኲናት ኣፍልጦ ክህቡ ከምዘይደልዩ መስራቲ ህወሓትን ፍሉጥ ፖለቲከኛን ኢንጅነር ግደይ ዘርኣፅዮን ገሊፆም።

ኢንጂነር ግደይ ዘረዓጽዮን ለኢፕድ እንደገለጹት÷ ምዕራባውያንና ሚዲያዎቻቸው መንግሥት በትግራይ የዘር ማጥፋት ወንጀል እንደፈጸመና የትግራይ ህዝብ ላይ በደል እንዳደረሰ አስመስለው ህዝባቸውን በሀሰት መረጃ አሳምነዋል

ኢንጂነር ግደይ ዘርኣፅዮን ንትፕኢ ከምዝገለፁዎ፥ ምዕራባውያንን መራኸብቲ ሓፋሾምን መንግስቲ ኣብ ትግራይ ገበን ምፅናት ዘርኢ ከምዝፈፀመን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ በደል ከምዘብፀሐ ኣምሲሎም ንህዝቦም ብናይ ሕሶት ሓበሬታ አእሚኖም ኢዮም።

እቶም መራኸበቲ ሓፋሽ መበገሲ ምኽንያ እቲ ኲናት እንታይ ከምዝኾነ ኣፍልጦ ምሃብ ዘይደልዩ ኢዮም ኢሎም።

ህወሓት እቲ ኲናት ከምዝጀመሮ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ንምድንጋር ዝተጠቐመሉ ከይዲ ቅልጡፍ ከምዝነበረ ኢንጂነር ግደይ ዘርኣፅዮን ኣዘኻኺሮም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment