ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ኣብ ዞባ ጎፋ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ኣብ ዞባ ጎፋ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም።

ኣብቲ ተኸላ ፈልሲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ሓዊሱ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ጥላሁን ከበደን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም።

 

Comments (0)
Add Comment