ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ከሳልጣ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ኤሌና ማርኩዌዝ ሚና ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ከሳልጣ ኢየን።

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣብ ማሕባረዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ እተን መክትል ፕሬዚዳንት ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣትዋ ኢየን ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment