ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ታይዋን ዊሊያም ሌይ ናብ ኣሜሪካ ኒውዮርክ ምእታዎም ንቻይና ከምዘቖጠዐ ተገሊፁ።
የታይዋን ምክትል ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሌይ አሜሪካ ኒውዮርክ መግባት ቻይናን ክፉኛ ማስቆጣቱ ተሰምቷል፡፡
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ÷ ቤጂንግ ምክትል ፕሬዚዳንት ታይዋን ንስራሕ ናብ ፓራጓይ እንተምርሑ ኣብ ኣሜሪካ ምዕራፎም ብቐሊሉ ኣይትሪኦን ፡፡
ቻይና÷ ኣብ ሞንጎ ኣሜሪካን ታይዋንን ዝግበር ዝኾነ ይኹን ዕላዊ ርክብ ብጥብቂ ከምትቃወም እቲ መግለፂ ኣመልኪቱ፡፡
ዊሊያም ሌይ ኣብ ኣሜረካ ዝገበሩዎ ፃንሒት እውን ሉኣላዊነት እታ ሃገር ዝዳፈር ከምዝኾነ እቲ ሚኒስቴር ኣፅንዖት ሂቡ፡፡
ነቲ ተግባር ስዒቡ ድማ ቻይና ኣብ ልዕሊ ታይዋን ጥንኩር ስጉምቲ ከምትወስድ ምጥንቃቓ ቲ ኣር ቲ ፀብፂኑ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com