ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘለዉ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ሊሳ ሮሰን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘለዉ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ዑደት ኣካይደን።

ኣብቲ ዑደት፥ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ገመድ ፕላስቲክ ዘፍሪ “ኣሁን ኢንጂነሪንግ” ን ጨርቃመርቂን ኣልባሳትን “ኤ ቲ ኤ ም”ን ተዓዚበን።

Comments (0)
Add Comment