ምክትል ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣብ ጉባኤ ምሕዳራ መርበብ ሓበሬታ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ዋና ፀሓፊ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሊ ጁንሁዋ ኢትዮጵያ ኣብ ተሰናድኦ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕዳራ መርበብ ሓበሬታ ንምስታፍ ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

እቶም ምክትል ዋና ፀሓፊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ ኣቀባብላ ገይረናሎም።

መበል 17 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝሳለጥ ይፍለጥ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment