ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ናብ ኣዘርባጃን ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ናብ ኣዘርባጃን ኣምሪሖም።

እቶም መክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ናይ ነዊሕ እዋን ፈታዊትን መሻርኽቲን ናብ ዝኾነት ሃገር ኣቲና ኢሎም።

መንግስቲ እታ ሃገር ንዝገበረሎም ኣቀባብላ አመስጊኖም።

ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ ኩለ መዳይ ርክብን ምትሕብባርን እተን ሃገራት ናብ ዝለዓለ ብርኪ ዘሻግሩ ልዝባትን ስምምዕነታትን ከምዝህልዎም ገሊፆም።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment