ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ምንቅስቓስ ስራሕ ብሔራዊ መለለዪ ካርድ ተዓዚቢም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ብሔራዊ መለለዪ ካርድ  ምንቅስቓስ ስራሕ ብሔራዊ መለለዪ ካርድ ተዓዚቢም።

እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ከይዲ ምድላውን ሐዚ ዘለዎ ኩነታትን እቲ መለለዪ መንነት ብዝምልከት ካብ ላዕለዋት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ቤት ዕዮ መብርሂ ተዋሂቡዎም።

ደሕቲ እቲ ዑደት፥ ነቲ ካርድ ንምውሳድ ዘድክልዮም ምዝገባ ኣሳሊጦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment