ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ቀጠናዊን ዛዕባ ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እቶም መራሕቲ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብፃሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ከምዝተላዘቡ እውን ተሓቢሩ።

ከምኡውን ቐጠናዊ ምርግጋዕን ምትሕብባር ህንፀት ዓቕሚን ወሳኒ ከምዝኾነ መልዛቦም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment