ምስ ኣቕራቢ ኣገልግሎት ሎጂስቲክስ ዱባይ “ዲፒ ወርልድ” ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዕና – ዳግማዊት ሞገስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ “ዲፒ ወርልድ” ሱልጣን ኣህመድ ቢን ሱላዬም ኣብ ዱባይ ተራኺበን ዕዉት ልዝብ ከመዝገበራ ገሊፀን።

እቲን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ኣብ ዝፀሓፈኦ መልእኽቲ፥ ኣብ ቀፃሊ ምስቲ ኣገልግሎት ወሃቢ ትካል ብዓውዲ ሎጂስቲክስ ተሓባቢርካ ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሎም ከይዲታት ተዛቲዮም ምሕዝነቶም ንምድንፋዕ ኣብ ስምምዕነት ከምዝበፅሑ ገሊፀን፡፡

“ዲፒ ወርልድ” መቐመጢኡ ኣብ ዱባይን ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብን ዝገበረ እንትኸውን፥ ብብርኪ ዓለም ኣገልግሎት ፅዕነት፣ ወደብን ቴክኖሎጂን ዝተሓገዘ ኣገ፤ልግሎት ሎጀስቲክስ ንግዲ ብምቕራብን ንግዲ ብምስላጥን ይፍለጥ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment