ምስ ለኣኽቲ ዕደና፣ ኣቕረብቲ ክባራት ዕደናታትን ገይፀመይፅን ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ምስ ለኣኽቲ ዕደና፣ ኣቕረብቲ ክባራት ዕደናታትን ገይፀመይፅን ዘቲዮም።

ኢትዮጵያ ክባራት ኣእማንን ገይፀመይፂ ዕደናታትን ነዕዳጋ ወፃኢ ብበዝሒ እተቕርብ እኳ እንተኾነት ካብቲ ዓውዲ ዝርከብ ሸርፊ ወፃኢ ግን ምስ ካልኦት ሃገራት እንትነፃፀር ዝተሓተ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብቶም መዓድናት እታዎታት ብምውሳኽ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ዘይምቕራብ ሓደ ክፍተት ብምዃኑ ኩሎም ለኣኽቲ ነዚ ንከተግብሩ ጠመተ ምሃብ ከምዘድሊ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment