ምስረታ ፎሮም መናእሰይ ትካላት መንግስቲን ስቪክ ማሕበራትን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስረታ ፎሮም መናእሰይ ትካላት መንግስቲን ስቪክ ማሕበራትን ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ምስረታ ዘካይዶ ዘሎ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብ ኣወዳድባ መናእሰይ፣ ኣብ መንጎ መናእሰይን መዳርግቲ ኣካላትን ፅኑዕ ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ብምፍጣር ናይ መናእሰይ ኩለመዳያዊ ተሳትፎን ተረባሕነትን ንምርግጋፅ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ሚኒስትር ዲኤታ ሙና ኣሕመድ፥ መናእሰይ ርሑቕ ዕላማ ዘለዎምን ዓንዲ ሑቐ ሃገር ብምዃኖምን ፅርየት ዘለዎ ተምህርቲን ዘተኣማምን ኣገልግሎት ጥዕናን ክረኽቡ ይግባእ ኢለን።

ብትእግስት ኣስማማው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment