ምስረታ በዓል መበል 47 ዓመት እዚ ምብራቕ ኣብ ሃረር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስረታ በዓል መበል 47 ዓመት እዚ ምብራቕ ኣብ ሃረር ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል፥ “ናብ ምብራቕ ዋግ ዋጎ ናይ ኢትዮጵያ ወተሃደራት ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።

ኣብ ሃደር ኢማም ኣሕመድ ስታዲየም ይካየድ ኣብ ዘሎ ስነስርዓት ምኽባር ኣባላት ሰራዊት፣ ናይ ሃረር ክልልን ካብ ምብራቕ ሃረርጌ ዞባ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዝተውፃእፅኡ ነበርቲን ይሳተፉ ኣለዉ።

ላዕለዋይ ኢታማጆር ሹም ሰራዊት ምክልኸል ሃገር ፌልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጀነራል ይልማ መርዳሳ፣ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኦርዲን በድሪ ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ከድር ጁሃርን ካልኦት ኣመራርሓን ኣብቲ በዓል ተረኺቦም።

ብእዮናዳብ ኣንዱኣለም

Comments (0)
Add Comment