ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘምፀአን ኣውቶቡሳት የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘምፀአን ሓደሽቲን ዘበናዊን ኣውቶቡሳት ኣብ መስቀል ኣደባባይ የመርቕ ኣሎ።

ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኅንያት ብምግባር እተን ኣውቶብሳት ናብ ስራሕ ንምእታው ተሓሲቡ ኢዩ እቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ እናተኸሰየደ ዝርከብ፡፡

ነበርቲ ብኣገልግሎት ትራንስፖርት ዘበፅሖ ምንግልታዕ ንምቅላል፥ ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቑ ኣውቶብሳት ሓዊሱ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ሸገርን ኣንበሳ ኣውቶቡስ ከተማን ካብ ንጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሮም ናፃ ኣገልግሎት ትራንስፖርት እናሃቡ ይርከቡ።

ታሪኩ ለገሰ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

Comments (0)
Add Comment