ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2013 ዓ.ምን መሪሕ ትልምን ብዝምልከት ዘተ የካይድ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዳማ ዝካየድ ዘሎ እንትኸውን፥ ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች አቤቤ፣ ብምክትል ከንቲባ መዓርግ ኣተሓባባሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ መለሰ አለሙ ፣ ኣብያተ ዕዮ ሴክተራት፣ በቢብርኩ ዘለዉ ኣመራርሓታት ተረኺቦም።
ኣብ 2013 ዓ.ም ዝተረኸቡ ውፅኢታትን ዝተርኣዩ ጉድለታትን ኣብቲ መድረኽ ክግምገሙ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ብተወሳኺ እቲ ኣመራርሓ ኣብ ሃገራዊ እዋናዊ ኩነታት ግንዛበ ንክሕዝን ሓላፍነቱ ብብቕዓት ክዋፃእ ይግባእ እንትብላ ወይዘሮ ኣዳነች አቤቤ ገሊፀን።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።