ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ግምባር ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ግምባር ወሎ ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 20 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ናይ ሓገዝ ገይሩ።

እቲ ሓገዝ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ  ኣብ ግምባር ወሎ ተረኺበን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣረኪበን፡፡

እቲ ዝተገበረ ናይ ዓይነት ሓገዝ፥ 100 ሰንጋታት ሓዊሱ ልዕሊ 20 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ዕለታዊ ምግቢ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

ወይዘሮ ኣዳነች ኣብቲ እዋን፥ ንኢትዮጵያ ክትብሉ ህይወትኩም እናሃብኩምን ሓድነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ኢትዮጵያ ቅንዕ ንኽትብል እናተቓለስኩም ትርከቡ ውዕለታኹም ኣለና ኢለን፡፡

“ሃገር ንምፍራስ ዝመፅአ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ንምቅላስ በይንኹም ኣይኮንኩምን፤ ገንዘብ ጥራሕ ዘይኮነስ ህይወት ንምኽፋል ድሉዋት ኢና” ክብላ ገሊፀን።

ብብስራት መንግስቱን ኣላዩ ገረመውን

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment