ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ዓፋር ጉድኣት ዝበፅሖም ትካላት ጥዕና ስራሕ ንምጅማር ዝሕግዝ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ዓፋር ጉድኣት ዝበፅሖም ትካላት ጥዕና ስራሕ ንምጅማር ዝሕግዝ ልዕሊ 6 ሚሊየን ግምት ዘለዎም ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣረኪቡ።

እቲ ዝተገበረ ሓገዝ፥ ዝተፈላለዩ ኣፋውስ ሕክምና፣መሳርሒታት ሕክምናን ካልኦት እታወታት መሕለዊ ፅሬትን ዘካተተ ኢዩ ምባሉ ካብ ፌስ ቡክ ገፅ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እቲ ሓገዝ ከንቲ ባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ሓላፊ ቢሮ ጥዕና እቲ ምምሕዳር ዶክተር ዮሃንስ ጫላ ዘረከቡዎ እንትኾኑ፥ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ኣየለ ተሸመን ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል ዓፋር ያሲን ሃቢብን ሓዊሱ ካልኦት ተወከልቲ ተረኺቦም፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment