ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዞባ ቦረና 102 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 102 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።

እቲ 100 ሚሊየን ብር ኣብታ ከተማ ካብ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ብምትሕብባር ዝተረኸበ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እቲ ምምሕዳር ከተማ ድማ 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

Comments (0)
Add Comment