ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዋልያታት 5 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር መበረታትዒ ሽልማት ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናብ መበል 33 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ዝሓለፈ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ንዋልያታት) 5 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር መበረታትዒ ሽልማት ኣበርኪቱ።

እቲ ምምሕዳር ተፃወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ብሓድነት ተደሚሮም ንዘመዝገቡዎ ውፅኢት ኣዚዩ ዕዙዝ ክብሪን ናእዳን ከምዘለዎ ምክትል ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment