ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንህንፀት ማእኸል ባህሊ ጉራጌ ዝኸውን መሬት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ መዛዘሚ ኮንፈረንስ ማእኸል ባህሊ ጉራጌ ብምርካብ ውህብቶ መሬት ኣረኪበን።

ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ማእኸል ባህሊ ምህላው ኣብ ምዕባለን ፍሰት ዑደተኛታትን ቱሪዝም ሃገርና ልዑል ግደ ከምዝህልዎ ምምሕዳር እቲ ከተማ ይኣምን ኢዩ ኢለን።

ሀዝቢ ጉራጌ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ባህሊ ንምህናፅ ዝሓተተና ሕቶ ብእወንታ ተቐቢልና ኣለና፤ እቲ ማእኸል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምህናፁ ዑደተኛታት ተወሳኺ ኣማራፂ ንክህልዎም ዝሕግዝ ኢዩ እውን ኢለን ክብል ኢፕድ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment