ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 1 ሓምለ 2014 ዓ.ም ዝወፅአ ዕፃ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ 20/80ን 40/60ን ምስ ምውፃእ ዕፃ ተተሓሒዙ ካብ ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣባይቲን ብገበን ምጭብርባር ዝተጠርጠሩ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ዝርዝር ዕላዊ ገይሩ።
ሽም ዝርዝር ዝተጠረጠሩ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡-
1ይ. ዶ/ር ሙሉቀን ሃብቱ- ሓላፊ ቢሮ፣ ካብ ሓላፍነቱ ዝተልዓለ
2ይ. ኣብርሃም ሰርሞሎ – ምክትል ቢሮ ሓላፊ
3 ይ.መብራቱ ወልደኪዳን – ዳይሬክተር
4ይ. ሃብታሙ ከበደ – በዓል ሞያ ሶፍትዌር
5ይ. ዮሴፍ ሙላት- በዓል ሞያ ሶፍትዌር
6ይ. ጌታቸው በሪሁን – በዓል ሞያ ሶፍትዌር
7ይ. ቃሲም ከድር- በዓል ሞያ ሶፍትዌር
8ይ. ስጦታው ግዛቸው – ነቲ ሶፍትዌር ዘልመዐ
9ይ. ባየልኝ እረታ – ተቖፃፃሪ ሶፍትዌር
10ይ. ሚኪያስ ቶሌራ – በዓል ሞያ ኢንፎሜሽን ኣባይቲን ቴክኖሎጂን
11ይ.ኩምሳ ቶላ – ዳይሬክተር ኢንፎሜሽን ኣባይቲን ቴክኖሎጂን
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com