ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 214 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 214 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ገይሩ።

እቲ ደገፍ ሓለላፊት ፋይናንስ እታ ከተማ ወይዘሮ ነጂባ ኣክመል ንሚኒስትር ዴኤታ ማርታ ሊዊጂ ኣረኪበን።

ወይዘሮ ነጂባ ኣክመል ÷ ሰራዊት ሰዓራይ ዝኸውን ደጀንነት ህዝቢ ተጠናኺሩ እንትቕፅል ኢዩ ኢለን።

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ህዝቢ ልዑል ደገፍ ኣይተፈለዮን፤ ደገፍ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ እወን ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢለን።

ማርታ ሊዊጂ ብግደአን፥ ነቲ ዝተገበረ ደገፍ አመስጊነን።

ኢትዮጵያዊያን ነቲ ሰራዊት ብምድጋፍ ዝገብርዎ ዘለዉ ምርብራብ ኣብ ዝተዋፈርሉ ዓውዲታት ብምድጋም ንምኽባር ሰላም ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ ምባለን ካብ ቤት ሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

 

 

Comments (0)
Add Comment