ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 71 ሺሕ ወገናት መኣዲ ኣንጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ንልዕሊ 71 ሺሕ ወገናት መኣዲ ኣንጊዱ።

ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲ ብምትሕብባር ዝተኻየደ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፥ ንወገናትና መኣዲ እንትነካፍል ፍቕርና እውን ኢና ንገልፅ ኢለን።

በዓል ዒድ ኣልፈጥርን ምኽኒያት ብምግባር 91 ዝተሓደሱ ኣባይቲ ንዓቕሚ ዘይብሎምን ኣረጋውያንን ከምዝወሃቡ እውን ሓቢረን።

እቲ መኣዲ ንምክፋል ልዕሊ 250 ሚሊየን ብር ወፃኢ ከምዝተገበረ ኣብ ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment