ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ መፃሕፍቲ ሓድሽ  ስርዓተ-ትምህርቲ ንዘሰናድኡ ኣካላት ኣፍልጦን ሽልማትን ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብመሰረት ሓድሽ ስርዓተ-ትምህርቲ መጀመሪን መምሀሪን መፃሕፍቲ ንዘዳለዉ ኣካላት መርሃ -ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ኣካይዱ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምጅማር እቲ ሓድሽ ስርዓተ ትምህርቲን ኣብቲ መፅሓፍ ምድላው ዝተሰሳተፉ መምህራንን ርእሰ መምህራንን ኣካላት ሰብ ግደ ኣወሃህባ ስነ-ስርዓት ሽልማት ተኻይዱ፡፡

ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፥“ ዝተወሃበኩም ሓላፍነት ብብቕዓ ብምዕዋት ንሃገር ኩለንተናዊ ምዕብለን ኣብ ምቕራፅ ትውልዲ ስነ-ልቦና ዘበርከትኩምዎ ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ሰብ ሞያታት ከተማ ምምሕዳር ንድኻምኩም ኣፍልጦ ብምውሃብ ንኢዱኩም እዩ “ ኢለን።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment