ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ 4 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ሰንጋ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ኣብ ግምባር ወሎ ንዝርከብ ወገን ጦር 4 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ዝግመት ሰንጋ ኣብ መካነ ሰላም ተረኺቡ ሓገዝ ኣበርኪቱ።

እቲ ሓገዝ ዘረከቡ ምክትል ኣመሓዳሪ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ በላይነህ የኔሰው፥ ኣብ ግምባር ወሎ ካብ ዝተገበረ ሓገዝ ብተወሳኺ ኣብ ዞባ መተከል ሰላም እናኽበረ ንዝርከብን ማይ ፀብሪ ንዝርከቡ ናይ ወገን ጦርን ሓገዝ ከምዝተገበረ ገሊፆም።

እቶም ምምሕዳር ኣብ ግምባር ወሎ 116 ሰንጋታት፣ 118 ኣጣልን 15 ኣባጊዕን ሓገዝ ከምዝተገበረ ዝገለፁ እንትኾኑ፥ እቲ ሓገዝ 4 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ዝግመት ከምዝኾነ ተዛሪቦም፡፡

እቲ ምምሕዳር ልዑል ቁፅሪ ዘለዎ ሚሊሻን መናእሰይን ናብ ወፍሪ ከምዝለኣኸን እቲ ዝኣተወ ዘማቲ ዕዉት ተግባር እናፈፀመ ከምዝኾነን ምግላፆም ኣሚኮ ፀብፂቡ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment