ምሁራን ታሪኽ ኣብ ሙዝየም ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ዓድዋ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሁራን ታሪኽ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ኣመራርሓታትን ሰብ ሞያን በዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊ ኢትዮጵያን ኣብ ሙዝየም ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ዓድዋ ዑደት ገይሮም።

ጎድና ጎድኒ እቲ ዑደት ድማ እቶም ምሁራን ኩርዓት መላእ ኣፍሪካውያን ዝኾነ ህንፀት ዓድዋ ሙዝየም ታሪኻዊ ሓቃውነቱ ዝትርኹን ዝዝክሩን ትእምርቲታት ኣብ ዝተኻቱሉ ኩነታት ዘቲዮም፡፡

ህንፀት እቲ ፕሮጀክት ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ከምዝርከብ ምግንዛቦም ምግላፆም ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment