ማይክ ፖምፔዮ ኣብ ልዕሊ ካምፕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣውጊዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፔዮ ኣብ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ ካምፕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ኣውጊዞም።

እቲ ከባቢ ንክረጋጋዕን ሰላም ንክነግስን እቶም ሚኒስትር ፃውዒት ኣቕሪቦም።

ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዘሎ ካምፕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መጥቃዕቲ ምፍፃሙ ይዝከር።

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ምስ ኣካላት ፀፅታ ክልል ኣምሓራ ብምውዳድ እቲ መጥቃዕቲ ብምምካት ናብ ምጥቃዕ ምሽግጋሮም ምግላፆም ይዝከር።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment