ማእኸል መሰልጠኒ ወፍሪ ፍሉይ ሓይሊ ሰልጠንቲ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ወፍሪ ፍሉይ ሓይሊ መበል 33 ዙር ሰልጠንቲ መባእታዊ ኮማንዶ፣ መበል ዓስራይ መባእታዊ ፍሉይ ሓይሊን ፀረ ግብረ ራዕዲን  የመርቕ ኣሎ።

እቲ ስነ ስርዓት ምርቓ፥  ምክትል ጠቅላይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ሓዊሱ ካልኦት ኣጋይሽ ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።

እቶም ተመረቕቲ ናይ ፀላኢ እዝታት ኣጥቂዖም ናይ ምምላስ ምርኢት ከምዘርኣዩ ካብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

Comments (0)
Add Comment