ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ሓይሊ ፍሉይ ወፍሪ መሰረታዊ ውትድርና ዝዛዘሙ ሰልጠንቲ ሎሚ ከመርቕ ኢዩ።
እቶም ተመረቕቲ ብልዑል ሃገራዊ ስምዒት ናብቲ ማእኸል ዝኣተዉ እንትኾኑ፡ ብተኹሲ፣ ስልትን ብቕዓት ኣካልን ከምዝሰልጠኑ ተገሊፁ።
ኣብቲ ሰነ ሰርዓት ምረቓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ብክብሪ ጋሳ ከምዝተረኸቡ ደሬቴድ ዘጊቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።