ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ።

እቲ ኮሚቴ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊ ሃገራዊ ዛዕባታት በምዝታይ ኣንፈት ከቐምጥ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment