ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበራዊ ፀገማት ሃገርና ካብ መንጎ እንፈትሐሉ መገዲታት እቲ ሓደ ወለንታዊ ስራሕ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ መሓመድ እድሪስ ገሊፆም።
ኣብ ሃገራዊ ሓድነት፣ ህንፀት ዘላቒ ሰላምን ብሄራዊ ምርድዳእን ጠመተ ዝገበረ ዘተ ተሳሊጡ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ወለንታዊ ተግባር ብዙሓት ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ረብሓታት ከምዘለውዎ ገሊፆም።
ወለንታዊ ተግባር ብስፍሓት ክስራሕ ዝግባእን ከም ሃገር እውን ባህሊ ብምዃን ክቕፅል ዘለዎን ከምዘኾነ ተዛሪቦም።
ማሕበራዊ ፀገማት ሃገርና ካብ መንጎ እንፈትሐሉ መገዲታት እቲ ሓደ ወለንታዊ ስራሕ ኢዩ ኡሎም።