ማሕበረሰብ ኣዉራምባ መበል 50 በዓል ምስረታ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ኣኽቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ኣዉራምባ መበል 50 በዓል ምስረታ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ኣኽቢሩ።
ኣፍቲ ምድላዉ ሚኒስትር ደቂ ኣንስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳያትን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬን ምኽትል
ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ኣምሓራ ዶክተር ጌታቸዉ ጀምበርን ተረኺቦም።
ፍርያት ኣልባሳት እቲ ማሕበረሰብ፣ በቲ ማሕበረሰብ ዝሕብሐቡ ሽማግለታን መፍረዪ ዘይትን ዕዉደት ኣካይዶም።
ብ10 ሚሊየን ወፃኢ ዝህነፅ ማእኸል ኹለ መዳይ ማሕበረሰብ ኣውራምባ መሰረት ኹርናዕ ተነቢሩ።
መርሃ ግብሪ ዝኽረ ጉዕዞ 50 ዓመታት ማሕበረሰብ ኣውራምባ እቲ ማሕበረሰብ ሐዚ ዝበፅሖ ዘፋልጥን ናይ ፅባሕ መንገዲ ኣንፈት ዝህብ እዩ ተባሂሉ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B
5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
Comments (0)
Add Comment